ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ ስራሕቲታት ኣብ ፈረስማይ ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ
ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ
ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለን ከባቢኡን ቀፂሎም ዝተገለፁ ሞያተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራን ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲ
- ካብ ለቨል 3 ንላዕሊ
ግልጋሎት ዘመን
- 1 ዓመት
ደሞዝ ብስምምዕነት
ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ንኡስ ወረዳ ሓሓይለን ተከማ ፈረስ ማይ
ዝግለ መረዳእታ
ናይ ምህርቲ መረዳእታ ዋንኡ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን