ኣዳዲስ ክፍት የስራ ማስታወቅያዎች በሁሉም ቋንቋዎች ገፅ 1402
ሴክረታሪ II
ዋና መምርሒ ሕብረት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅየኢ.ፈ.ዲ.ሪ ሀገር መከላከያ ሚ /ር በስልጠና ዋና መምርያ ሕብረት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅ የህብርት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅ ከዚህ ቅጥሎ በተመለከተው ክፍት የስራ መደብ ሠራተኞች ኣወዳድሮ በኮንትራት ለመቅጠር ይፈልጋል
በሰክሬታያል ሳይንስ እና በቢሮ ኣስተዳደር የኮሎጅ ዲፕ ሎማና ከስራው ጋር ኣግባብ ያለው 0 ዓመት የስራ ልምድ ያለው /ት
ሴክረታሪ I
ዋና መምርሒ ሕብረት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅየኢ.ፈ.ዲ.ሪ ሀገር መከላከያ ሚ /ር በስልጠና ዋና መምርያ ሕብረት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅ የህብርት ወታደራዊ ስታፍ ኮሎጅ ከዚህ ቅጥሎ በተመለከተው ክፍት የስራ መደብ ሠራተኞች ኣወዳድሮ በኮንትራት ለመቅጠር ይፈልጋል
በሰክሬታያል ሳይንስ እና በቢሮ ኣስተዳደር የኮሎጅ ዲፕ ሎማና ከስራው ጋር ኣግባብ ያለው 2 ዓመት የስራ ልምድ ያለው /ት
ዕዳጋ ልማዓትን ቀረብን መምርሒ ሓላፊ
ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረትትግራይ ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ሓ/ዝ/ ሕብረት ስራሕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ኽቖፅር ይደሊ። ሰለዚ
ኤም ኤ ብ ኤስ ሲ ቢ ኤ ብማርከቲንግ፣ ብኮኦፕረቲቨ ማርኬቲንግ፣ ብኢኮኖሚክስ ተመሳሰሊ
ብውሕዽ ንኤምኤስ 4 ዓመት
ንቢኤ 6 ዓመት ብሓላፍነት ዝሰርሕ ተመራፂ
ፆታ ኣይፈሊን
መምርሒ ፋይናንስን ምምሕዳር ሓይሊሰብ ሓላፊ
ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረትኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ
ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት
ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ
ፆታ አይፈልን
መራሒ መኪና
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይፆታ ኣይፈልን
መቐለ
ተዳላይ ክእሎትን ዓይነት ትምህርቲን
4ይ ክፍሊ ዝወደአ
3ይ ብርኪ ፍቓድ መዘወሪ 2ይ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት
ማሕበር ባህሊ ትግራይፆታ
- ኣይፈሊን
ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን
ዲፕሎማን ሊዕሊኡን
- ብኣካውንቲንግ
- ብማናጅመንት
- ብባንኪንግን ፋይናንስን
ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
- ብገንዘብን ንብረትን
- ብሒሳብ ሰራሕተኛነት
- ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ
- ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት
ግልጋሎት ዘመን
- ዲፕሎማ 4 ዓመት
- ዲግሪ 2 ዓመት
Planning Section Head
ማሕበር ረዲኤት ትግራይRequired Qualification
Degree in Automotive or Mechanical Engineering
Work Expreince
8 years
Surveyor III
ማሕበር ረዲኤት ትግራይRequired Qualification
Advance Diploma / Diploma in surveying
Work Expreince
8 years
ሲንየር አካውንታንት
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም
ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ ::
መራሒ ማእኸላይ ኣውቶቡስ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንሓብራዊ ህንፃ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ ማእከላይ ኣውቶቡስ ዝገንሕ ሰራሕትኛ ኣውዳዲሩ ብቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም
ተደላይይ ክእለት
4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 5ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 0 ዓመት ስራሕ ልምድን
4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 4 ዓመት ስራሕ ልምድን