የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት

መግለጫ

ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ

ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ

ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና

-ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ

- ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ

- ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስራሕ ዕደጋ ተመሳሳልትን ዝሰርሐ/ት

በዝሒ 01

መሃያ 4743

ስራሕ ብርኪ XV

ስራሕ መ/መ/ቁ  26-5-7

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ምዝገባ ቦታ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 1ይ ደብሪ ምምሕዳር ሰራሕተኛ

  • ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክቀርብ ይግባእ

  • ምዝገባ ዝጅመረሉ 03/03/2006---10/03/2006 ዓ/ም ኣብ እዋን ስራሕ መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/03/2006 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30