የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ቢሮ

መግለጫ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንሓብራዊ ህንፃ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ ማእከላይ ኣውቶቡስ ዝገንሕ ሰራሕትኛ ኣውዳዲሩ ብቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም

ተደላይይ ክእለት 

4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 5ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 0 ዓመት ስራሕ ልምድን

4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 4 ዓመት ስራሕ ልምድን 

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ተውሳኪ ቶፕ ኣፕ 800 ብር

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካን ዕለት 14/04/2006-18/04/2006 ዓ/ም ንትኸታታሊ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቑፅሪ 198 ኣብ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ /HRM/ ብስራሕ ሰዓት

 

 

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን