ኣዳዲስ ክፍት የስራ ማስታወቅያዎች በሁሉም ቋንቋዎች ገፅ 1347
ኤሌክትሮ መካኒካል መሃንዲስ
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለምልከታ
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብዘይ ቐፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቆዋሚ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት::
General Expert
ማሕበር ረዲኤት ትግራይInternal /External Vacancy
Relief Society Tigray (REST) seeking for qualified individual to fill the following post.
Administrative Assistant
ሑቡራት መንግስታት ናይ ህፃናት ፈንድThe United Nations Children’s Fund (UNICEF), the world’s leading organization working for the rights of children, is inviting applications for the above position.
Purpose of the post
Under the supervision of Chief of Supply & Logistics Section, the Administrative Assistant provides administrative services for Supply & Logistics Section.
Major Duties and Responsibilities of this post include:
- Manage all the incoming and outgoing correspondences, documents of the S&L Section and provides requested supply documents;
- Prepares, coordinates and process travel authorizations for travel and security clearance, make travel arrangements and ensure that the TAs are closed on time;
- Draft budget for the Section, manage and report utilization of budget; Prepare commitment documents in Vision and ensure that they are authorized, utilized and closed;
- Coordinates the Contract Review Committee (CRC) meetings;
- Payment Management - Receives & scrutinizes supplier/contractor’s invoices for completeness, compiles and attaches supportive documents;
- Classifies and codes documents relating to a number of subject - matter areas and maintains and updates individual requisition files with all required procurement documentation;
- Generates various Supply Management Reports for CMT from Vision; Monitors the Indicators in the report;
- Assist the section chief and supply & Logistics team as required.
ሳንተሪ መሃንዲስ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ
ስራሕ ልምዲ 2 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና ወይ ተመሳሳሊ
ሲቭል መሃንዲስ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ
ስራሕ ልምዲ 2 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና
ፅሬት ቁፅፅር መሃንዲስ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ ስራሕ ልምዲ 4- ዓመት /
ስራሕ ልምዲ ኤም .ኤስ. ሲ 2 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና
መምርሒ ሓላፊ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ ስራሕ ልምዲ 6 - ዓመት /
ስራሕ ልምዲ ኤም .ኤስ. ሲ 4 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና
ሒሳብ ኪኢላ
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለምካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ
ምልክታ
አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ዲዛይነር
ደረጃ ትምህርቲ : BA
ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : Accounting
ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : ብናይ ሒሳብ ስራሕ ልዕሊ 2 ዓመት ዝሰርሐ ኣብ መትረፊ ኣካል ዝሰርሐ ይምረፅ
ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት
ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፋይናንስን በጀት ምምሕዳር
Production Planer And Process Control
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለምካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ
ምልክታ
አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ዲዛይነር
ደረጃ ትምህርቲ : BSC
ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስት ወይ ተመሳሳሊ
ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስ ዝሰርሐ ወይ ተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ
ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት
ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፕሮዳክሽን