ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ተደላይይ ኽእለት ትምህርቲ ደረጃ ብስርቲፊኬት (10+2) ብዲፕሎማ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ስራሕ ልምዲ 9 ዓመት ስ/ልመዲ 7 ዓመት ስ/ልመዲ 5 ዓመት ስ/ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ትሑት ተደላይ ኽእለተ ብርኪ ትምህርቲ ተግባራት ኣመራርሓ ስራሕ ብዝግባእ ስራሕተኛታት ብኣግባቡ ናይ ምምራሕ ምብቅ ብፅሑፍ ይኹን ብቃል ብቅዓት ርክብ ዘለዎ ምስ እዋናዊ ኹነታት ናይ ምትዕፅፃፍ ክእለት ዘለዎ/ዋ ክእለት ሓበሬታ ምእካብ፣ ምውዳድ፣ ምትንታን ዘለዎ ናይ ትምላም ምምራሕን ፍልጠት ናይ ፖሊስን ስትራተጂን መንግስቲ ፍልጦ ዘለዎ ንለውጢ ምምራሕ ዝኸእል ብጋዜጣኝኘት ስነፅሑፍን፣ ኢኮኖሚክስ፣ ማናጅመንት፣ ሂስትሪ፣ ጂኦግራፊ ካልኦት ተመሳሰልቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ተ በቲ ሞያ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሞያ ኮሙኒኬሽን ቀዳማይ ዲግሪ 10 ዓመት ቀጥታ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ብርኪ ትምህርቲ ብዝኾነ ዓይነት ማሕበራዊ ሳይንስ ብፍላይ ብጋዜጠኝኘት ማስ ኮሙኒኬሽን ቋንቋ ፅሑፍ ዝተመረቐ/ት ፅቡቅ ክእለት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ ኩለ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝቢ ዘለዎ ኣብ ፖሊሲታትን ስትራቴጂን መንግስቲ ንፁር ግንባር እምነትን ዘለዎ/ዋ ብጉጅለዊ ስራሕቲ ውፅኢት ዝኣምን/እትኣምን ካበ ሕማቕ ልምዲታትን ባህርያትን ነፃ ዘኾነ/ት ስራሕ ልምዲ ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን1ይ ዲግሪ 10 ዓመትን ልዕሊኡን ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን2ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን
ተወሳኺ ኣንብብ