ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብርክን ዓይነት ትምህርተ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ፍልጠት ዘለዎ ናይ ንብረት ፅዳት ኣተሓሕዛ ክንክን ልምድን ክእለት ዘለዎ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝክነን ስነ-ምገባር መርኣያ ዝኮነን ብያይ ቀደም 12 ክፍሊ ዝወደኣ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ 10+1 ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ትምህርቲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 12 ክፍሊ ዝወደኣ/ት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ይምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ/ት ኮይኑ/ና ብቪድዮ ግራፊ ካሜራ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 10+1 ካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት በቲ ሙያ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+2 ብሰርቲፊኬት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 4 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 2 ዓመት ስርሕ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘሎዎ ልምዲ እጥቂ ዘሎዎ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት ኮይኑ ቀሊል ፍሉይ ተንቀሳቃሲ መሳርሒ ፍቓድ መዘወቂ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ በቲ ሙያ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።   ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።   ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት   ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ