Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ዓይነት ንብረት ቀረብን ተከላን ፓምፕ ፍሉይ ሎት ሐደ ፍሉይ ቦታ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ወረዳ እንደርታን በዝሒ ኣብ BQ ብዘሎ ዝርዝር መሰረት ቁፅሪ ክልተ ቀረብን ተከላን ፓምፕ ፍሉይ ሎት ክልተ ፍሉይ ቦታ ጉሎመከዳ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ወረዳ ሓዉዜን በዝሒ ኣብ BQ ብዘሎ ዝርዝር መሰረት ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝቀረቡ ቦታታት ዝስዕብ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም: ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም : ረቀት ምስክር መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን እዚ ምልክታ ብቤራዊዊ ሬድዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤትና ዕለት 7/6/2017 ዓም ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

4 መከበሪ ጨረታ 300000 /ሰለሰተ ሚኢቲ ሽሕ/ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8 /7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ  ደ ዋና ቴክንካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ኮፒ ቴክኒካል ከምእዉን  ክልተ ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕ ተባሃሉ ብግልፂ ከቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙኩእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0952270027 0920326034 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

8 ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዐሊ ኣበ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት