ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ኃ/የተ/የግ/ማ

መግለጫ

ትካልና ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉል/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ

የትምህርት ደረጃ

ካብ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮሌጅ/ዩኒቨርስቲ ብኢንዳስትርያል ሜካኒካል ኢንጂነሪንግን ተዛመድቲ ዓይነት ትምህትታትን 1ይ ድግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ/ዋ

ተፈላጊ ችሎታ

ናይ ኮምፒተርን ቴክኒካል ክእለት ወይ አፍልጦ ዘለዎ

ከይዲ ምምራት ቴክኒክን ናይ ምክትታልን ምምሕዳር ክእለት

ስራ ልምድ

ኣብ ፋብሪካ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብትምህርትን ቴክኒክን ሓላፊ ሙያ ዝሰርሐ

How to apply

ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ኦርጅናል ዝገናዘብ ፎቶ ኮፒ ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ፊት ንፊት ሚድ ሲቲ ካፌ ትሕቲ ኣባይ ኢንሹራንስ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ ምምልካት ይካአል