| ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሓላፊ ትምሀርትን ቴክኒካል |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትካልና ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉል/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ካብ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮሌጅ/ዩኒቨርስቲ ብኢንዳስትርያል ሜካኒካል ኢንጂነሪንግን ተዛመድቲ ዓይነት ትምህትታትን 1ይ ድግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ/ዋ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ናይ ኮምፒተርን ቴክኒካል ክእለት ወይ አፍልጦ ዘለዎ ከይዲ ምምራት ቴክኒክን ናይ ምክትታልን ምምሕዳር ክእለት |
| ስራ ልምድ | ኣብ ፋብሪካ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብትምህርትን ቴክኒክን ሓላፊ ሙያ ዝሰርሐ |
| How to apply | ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ኦርጅናል ዝገናዘብ ፎቶ ኮፒ ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ፊት ንፊት ሚድ ሲቲ ካፌ ትሕቲ ኣባይ ኢንሹራንስ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ ምምልካት ይካአል |