ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

MA/MS

ብአካዉንቲንግ ማስትረስ ዝትመረቀ /ት

ተፈላጊ ችሎታ

MA/MS

ብአካዉንቲንግ ማስትረስ ዝትመረቀ /ት

ስራ ልምድ

MA/MS Â ብሒሳብ ሓላፊ 2 ዓመተ ዝሰረሐ /ት

BA ብሒሳብ ሓላፊ 4 ዓመተ ዝሰረሐ /ት

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዱኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 25/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 02 /07 /2008 ዓም ሰዓት 12፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር