ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ የካቲት 29, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | MA/MS ብአካዉንቲንግ ማስትረስ ዝትመረቀ /ት |
ተፈላጊ ችሎታ | MA/MS ብአካዉንቲንግ ማስትረስ ዝትመረቀ /ት |
ስራ ልምድ | MA/MS Â ብሒሳብ ሓላፊ 2 ዓመተ ዝሰረሐ /ት BA ብሒሳብ ሓላፊ 4 ዓመተ ዝሰረሐ /ት |
How to apply | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዱኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 25/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 02 /07 /2008 ዓም ሰዓት 12፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር |