የትግራይ ዉሃ ሃፍቲ ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ስራሕ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ

ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ

ስራ ልምድ

0 ዓመት

How to apply

መመዝበቲ ዕለት: ካብ 14 /06 /2008- 18 /06 /2008 ዓም

መመዝገበቲ ቦታ :ቢሮ ቁፅሪ 03

መመልከቲ: ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለሰ ቅዳሕ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ሒዝኩም ንክትቀርቡ ን ሲኦሲ ዝምልከተኩም ዉን መረዳእታ ምቅራብ ከምዘለኩም ንገልፅ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት: 22 /06/ 2008 ዓም ሰዓት 9፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 401063/ 0348 409932