ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | አካዉንታንት |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ስራሕ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
How to apply | መመዝበቲ ዕለት: ካብ 14 /06 /2008- 18 /06 /2008 ዓም መመዝገበቲ ቦታ :ቢሮ ቁፅሪ 03 መመልከቲ: ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለሰ ቅዳሕ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ሒዝኩም ንክትቀርቡ ን ሲኦሲ ዝምልከተኩም ዉን መረዳእታ ምቅራብ ከምዘለኩም ንገልፅ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት: 22 /06/ 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 401063/ 0348 409932 |