ስምረት መርሐ ጥበብ አካዳሚ

መግለጫ

ስመረት መርሐ ጥበብ ኣካዳሚ ብእንግዚዝኛ ሞያ መምህርነት ንምስራሕ ድሌት ዘለዎም እዚ ዝስዕብ መመዘኒ ዘማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ብቋንቋ እንግሊዘኛ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ

ስራ ልምድ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ

How to apply

ናይ ምዝገባ እዋን: እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

አብ እዋን ምዝገባ ዝቀርብ :አመልካቲ ናይ ትምህርቲ ደረጀኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ  1 ገፅ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቀርቡ

ኣድራሻ :መቐለ እንዳ ገበርኤለ  ታክሲ (ባጃጅ ) መወዳእታ