| አካዳሚ መርሐ ጥበብ ስምረት | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | እንግሊዘኛ መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 4, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 3 |
| መግለጫ | ስመረት መርሐ ጥበብ ኣካዳሚ ብእንግዚዝኛ ሞያ መምህርነት ንምስራሕ ድሌት ዘለዎም እዚ ዝስዕብ መመዘኒ ዘማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብቋንቋ እንግሊዘኛ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| ስራ ልምድ | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| How to apply | ናይ ምዝገባ እዋን: እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን አብ እዋን ምዝገባ ዝቀርብ :አመልካቲ ናይ ትምህርቲ ደረጀኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቀርቡ ኣድራሻ :መቐለ እንዳ ገበርኤለ ታክሲ (ባጃጅ ) መወዳእታ |