መግለጫ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ፖብሊክ ፋይናንስ ፣ኣካዉንቲንግ፣ ማናጅመነት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ዲቨሎመንት ማናጅመንት ፣ ኣካዉንቲን ኤንድ ኦዲት ፣ባንኪንግ ኤንድ ኢንሹራንስ፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት
- መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ 7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተፈላጊ ችሎታ
ፋይናንስ ምም/ ር ክእለት ዘለዎ በስነ ምገባሩ መርኣያ ዝኮነ
ስራ ልምድ
መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ 7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
How to apply
ስራሕ ቦታ ክልል ቢሮ