| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዉሽጢ ኦዲተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ፖብሊክ ፋይናንስ ፣ኣካዉንቲንግ፣ ማናጅመነት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ዲቨሎመንት ማናጅመንት ፣ ኣካዉንቲን ኤንድ ኦዲት ፣ባንኪንግ ኤንድ ኢንሹራንስ፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት
|
| ተፈላጊ ችሎታ | ፋይናንስ ምም/ ር ክእለት ዘለዎ በስነ ምገባሩ መርኣያ ዝኮነ |
| ስራ ልምድ | መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ 7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ስራሕ ቦታ ክልል ቢሮ |