የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ  ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ፖብሊክ ፋይናንስ ፣ኣካዉንቲንግ፣ ማናጅመነት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ዲቨሎመንት ማናጅመንት ፣ ኣካዉንቲን ኤንድ ኦዲት ፣ባንኪንግ ኤንድ ኢንሹራንስ፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት

  • መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር  ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ  9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር  ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ  7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ተፈላጊ ችሎታ

ፋይናንስ ምም/ ር ክእለት ዘለዎ በስነ ምገባሩ መርኣያ ዝኮነ

ስራ ልምድ

መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር  ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ  9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር  ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ  7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

How to apply

ስራሕ ቦታ ክልል ቢሮ