የትግራይ ክልልት እቅድና ፋይናንስ ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ  ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ዓ /ም/ ክ /ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍት ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ በዘይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሕ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ

ኣካዉንቲንግ፣ ኣካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት፣ ቢዝነዝ ማናጅመንት

 

ስራ ልምድ

ማስተርስ 4 ዓመት

ዲግሪ 6 ዓመት

How to apply

ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ

ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ስነምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት ኣፈፃፀማ ስራሕ ክተቅርቡ ይግባእ

ናይ ምዝገባ ዕለት 25/ 04 /2008 ክሳብ 05 /05/ 2008 ዓም ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ደጀን ቢሮ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 1-12  ኣብ ስራሕ ሰዓት

COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ አለዎ

ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ ኣይተኣናግድን

ካብ መንግሰታዊ ቤት ዕዮ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግብሪ ዝተከፈለሉ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ  ኣለዎ

ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0344407384