ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 16 -12- 6 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ዓ /ም/ ክ /ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍት ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ በዘይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሕ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ |
ተፈላጊ ችሎታ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ ኣካዉንቲንግ፣ ኣካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት፣ ቢዝነዝ ማናጅመንት
|
ስራ ልምድ | ማስተርስ 4 ዓመት ዲግሪ 6 ዓመት |
How to apply | ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ስነምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት ኣፈፃፀማ ስራሕ ክተቅርቡ ይግባእ ናይ ምዝገባ ዕለት 25/ 04 /2008 ክሳብ 05 /05/ 2008 ዓም ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ደጀን ቢሮ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 1-12 ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ አለዎ ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ ኣይተኣናግድን ካብ መንግሰታዊ ቤት ዕዮ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግብሪ ዝተከፈለሉ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ ስልኪ ቁፅሪ 0344407384 |