የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

መግለጫ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ  በዚ መሰረት

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ንሲስተም ተቆፃፃሪ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ሶፍትዌር ናይ ምጥቃም ክእለት ዘለዎ ጋንታ ኣተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ ብስነምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበ

ስራ ልምድ

2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲን ካብኡ ንዓዕሊን

How to apply

እቲ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ ኣማሊኡ ተወዳዳሪ ስራሕ ልምድን ትምህርትን መረዳእታ ኦርጂናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጠቀሰሉ ጊዜ ጀሚርኩም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንዕድም