https://milkta.com/am/jobs/display/840
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
የስራ ሃላፊንት ጨንፈር ሲስተም ተቆፃፃሪ ኮንስትራክሽንን ፅገናን ኬዝቲም መተሓባባሪ
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ሕዳር 6, 2008
መዝግያ ቀን ቀዳም ሕዳር 11, 2008
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 5
መግለጫ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ  በዚ መሰረት

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ንሲስተም ተቆፃፃሪ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ሶፍትዌር ናይ ምጥቃም ክእለት ዘለዎ ጋንታ ኣተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ ብስነምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበ

ስራ ልምድ

2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲን ካብኡ ንዓዕሊን

How to apply

እቲ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ ኣማሊኡ ተወዳዳሪ ስራሕ ልምድን ትምህርትን መረዳእታ ኦርጂናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጠቀሰሉ ጊዜ ጀሚርኩም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንዕድም

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle