ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

መግለጫ

 ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት

ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

2-9

How to apply

 ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡

ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝረከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቁፅሪ 145 ዳ/ኣ/ስ ል/ሓይሊ ሰ ብ

ካብ 30/08/2019 ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ፡

ተወዳደርቲ ኦርጂናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶኮፒ የቅርብ፤

 ካብ ናይ ውልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቀረብ ናይ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስን ኢኮ/ልምዓትን ዘቅርብ፤

ሲኦሲ ዝምልክቶ ከቅርብ ዝክእል ወዘተ