| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | 1 ገንዘብ ተሓዚት 2 ንብረት ኦፊሰር 3 ክኢላ ክትትልን ገምጋምን 4 ባ/ሞ/ኢነርጂ ፕሮሞሽን5 በ/ሞ/ ኢ/ መሳርሐታት ዲዛይን 6 ማፒንግ ጂኦሎጂስት 7 ና መኣድን ስራሕቲ ክትትልን ደገፍን ጂኢሎጂስት |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ጉንበት 5, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ |
| ስራ ልምድ | 2-9 |
| How to apply | ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡ ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝረከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቁፅሪ 145 ዳ/ኣ/ስ ል/ሓይሊ ሰ ብ ካብ 30/08/2019 ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ፡ ተወዳደርቲ ኦርጂናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶኮፒ የቅርብ፤ ካብ ናይ ውልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቀረብ ናይ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስን ኢኮ/ልምዓትን ዘቅርብ፤ ሲኦሲ ዝምልክቶ ከቅርብ ዝክእል ወዘተ |