ቃላሚኖ ልዩ ሁለታኛ ደረጃ ት/ቤት

መግለጫ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ

ተፈላጊ ችሎታ

ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ

ስራ ልምድ

ብቀጥታ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ

How to apply

1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011ዓ/ም

2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤

3 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቀፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡