| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኤሌክትረሻን |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ስራ ልምድ | ብቀጥታ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011ዓ/ም 2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ 3 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቀፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡ |