የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውርን ቁፃርን ከወዳድር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ

 10 ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

ተፈላጊ ችሎታ

ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ

 10 ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

ስራ ልምድ

1ይ ዲግሪ 7ዓመት ልምዲ ስራሕ 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት -  

0 ዓመት ልምዲ ስራሕ

How to apply

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዐለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ዘይምለስ ፎቶኮፒ  ምስ ኦርጂናሉ ምቅራብ

ንተፈናቀልቲ ወገናት ተወዳደርቲ ናይ ተፈናቀልቲ መረዳአታ ከቅርቡ ይግባእ፤

ፈተና ዝወሃቡ ዕለት ብዝወፅአ ምልክታ ይግለፅ፡

ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት /ሲኦሲ/ ዝምልክተኩም እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምዃኑ/ና መረጋገፂ ዘቅርብ