ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን -ሞተረኛ ፖስተኛ |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውርን ቁፃርን ከወዳድር ይደሊ፡፡ |
የትምህርት ደረጃ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
ተፈላጊ ችሎታ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
ስራ ልምድ | 1ይ ዲግሪ 7ዓመት ልምዲ ስራሕ 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት - 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
How to apply | ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዐለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጂናሉ ምቅራብ ንተፈናቀልቲ ወገናት ተወዳደርቲ ናይ ተፈናቀልቲ መረዳአታ ከቅርቡ ይግባእ፤ ፈተና ዝወሃቡ ዕለት ብዝወፅአ ምልክታ ይግለፅ፡ ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት /ሲኦሲ/ ዝምልክተኩም እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምዃኑ/ና መረጋገፂ ዘቅርብ |