የህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ ዋና ፅሕፈት ቤት

መግለጫ

ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት

ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡

የትምህርት ደረጃ

ኢኮኖሚክስ፣ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣

ተፈላጊ ችሎታ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብዲግሪ 6ተ ዓመት

ስራ ልምድ

6 ዓመት

How to apply

ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር

ስልኪ 0344-416731