| ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ኢኮኖሚክስ፣ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ |
| ተፈላጊ ችሎታ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብዲግሪ 6ተ ዓመት |
| ስራ ልምድ | 6 ዓመት |
| How to apply | ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ 1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ 2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር ስልኪ 0344-416731 |