ናዝራዊ ኣንደኛና ሁለተኛ ደረጃ ትምህርቲ ቤት ኣካዳሚ

መግለጫ

ናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ኣይቲ /ICT/

ተፈላጊ ችሎታ

ኣይቲ /ICT/

ስራ ልምድ

4ተ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ካብ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ  16/07/2011ዓ/ም ንክምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

ፈተናን ምልመላን ዝካየደሉ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

መመዝገቢ ሰዓት ኩሉገዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት 2፡00-6፡00 ድሕሪ ሰዓት 8፡00-10፡00

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-107211