https://milkta.com/am/jobs/display/5838
1ይ 2ይን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ናዝራዊ ኣካዳሚ
የስራ ሃላፊንት ናይ ኮምፒተር መምህር
የተለቀቀበት ቀን ረቡዕ መጋቢት 11, 2011
መዝግያ ቀን ሶኒ መጋቢት 16, 2011
ቦታ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ኣይቲ /ICT/

ተፈላጊ ችሎታ

ኣይቲ /ICT/

ስራ ልምድ

4ተ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ካብ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ  16/07/2011ዓ/ም ንክምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

ፈተናን ምልመላን ዝካየደሉ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

መመዝገቢ ሰዓት ኩሉገዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት 2፡00-6፡00 ድሕሪ ሰዓት 8፡00-10፡00

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-107211

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle