ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ

ተፈላጊ ችሎታ

ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ

ስራ ልምድ

ካብ 4  ዓመት ክሳብ 6 ዓመት

How to apply

ኣመልከትቲ ናይቲ መረዳታኩምን ስራሕ ልምድኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሲቪ ዋንኡን ብምሓዝ ኣብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንገልፅ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-751301