| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ መጋቢት 2, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| ስራ ልምድ | ካብ 4 ዓመት ክሳብ 6 ዓመት |
| How to apply | ኣመልከትቲ ናይቲ መረዳታኩምን ስራሕ ልምድኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሲቪ ዋንኡን ብምሓዝ ኣብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንገልፅ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-751301 |