የትግራይ ክልል ፀረ ሙስና ኮሚሽን

መግለጫ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤

የትምህርት ደረጃ

ወ/መተ/ልምዓታዊ ትልሚ፣ ክኢላ ክትትልን ገምጋምን ደጋፍን፣ሓላፊ ፋይናንስ ምምሕዳረን፣በጀትን ክትትልን ክኢላ መረዳእታን መፅናዕትን ትንተናን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛን ክፍሊት ወ/ሒሳብን፣ሒሳብ ወፃኢታትን በዓል ሞያ፣ ካፒታል /መደበኛ በጀት ሓላፊ ግዝኢትን ክፍሊት ሓላፊ፣ ሒሳብ በጀትን መተሓባበሪ/ቡዱን መራሒ ወዘተ

ተፈላጊ ችሎታ

ደግሪ ኢኮኖሚክስ፣ ብማኔጅመንት፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ስታስቲክስ ደቭሎፕመንት ፕላኔግ፣ ሪጅናል ፕላኔግ፣ ኣካውንቲንግ

ስራ ልምድ

 ንዲግሪ 10 ዓመት ን2ይ ዲግሪ

How to apply

1 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም

2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2650 ቀዳማይ ደብሪ ሓ/ሳብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419164