ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ የካቲት 4, 2011 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 8, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤ |
የትምህርት ደረጃ | ወ/መተ/ልምዓታዊ ትልሚ፣ ክኢላ ክትትልን ገምጋምን ደጋፍን፣ሓላፊ ፋይናንስ ምምሕዳረን፣በጀትን ክትትልን ክኢላ መረዳእታን መፅናዕትን ትንተናን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛን ክፍሊት ወ/ሒሳብን፣ሒሳብ ወፃኢታትን በዓል ሞያ፣ ካፒታል /መደበኛ በጀት ሓላፊ ግዝኢትን ክፍሊት ሓላፊ፣ ሒሳብ በጀትን መተሓባበሪ/ቡዱን መራሒ ወዘተ |
ተፈላጊ ችሎታ | ደግሪ ኢኮኖሚክስ፣ ብማኔጅመንት፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ስታስቲክስ ደቭሎፕመንት ፕላኔግ፣ ሪጅናል ፕላኔግ፣ ኣካውንቲንግ |
ስራ ልምድ | ንዲግሪ 10 ዓመት ን2ይ ዲግሪ |
How to apply | 1 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2650 ቀዳማይ ደብሪ ሓ/ሳብ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419164 |