መግለጫ
ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::
ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ
ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሳቢ
ናይ ምዝገባ ዕለት 26/12/2006ዓ/ም እስካብ 05/13/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ