| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 29, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2006 |
| ቦታ | ክልል ቢሮ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 27- 5 -2 / 27- 8 -2 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply |
መተሓሳሳቢ ናይ ምዝገባ ዕለት 26/12/2006ዓ/ም እስካብ 05/13/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ
|