መግለጫ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ::
ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Manegement , Marketing , Purchasing , Supplies , and related
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መዘኻኸሪ
1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን
2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም
3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies )
4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ