ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ንብረት ክፍሊ (Storekeeper) |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ነሓሰ 12, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 15, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ንዘተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ረቆሓ ዘማልኡ ኣመልከቲ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Manegement , Marketing , Purchasing , Supplies , and related |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መዘኻኸሪ 1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም 3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies ) 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ |