| ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ክኢላ ሬጅስትራር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ነሓሰ 3, 2006 |
| ቦታ | ዉቕሮ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ:: ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (10ተ3) ዝተመረቀ/ት ተደላይ ክእለት 1ይ ዲግሪ - ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት - መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ዲፕሎማ - ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ
|
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | 1 መመዝገቢ ቦታ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ 24/11/2006 - 30/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19 HRM ይከዉን:: 2 ኣመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቕረቡ:: 3 cocብመምርሒ መሰረት:: 4 ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 02/12/2006 ዓ /ም ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽዉን 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430125 |