የቐዳማይ ወያነ ክ/ከተማ ስቪል ሰርቢስ ፅሕፈት ቤት

መግለጫ

ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪሰ ንጣብያታት ስራሕ መካየዲ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለው ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብናይ ደገ ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።

 

ተደላይ ክእለት

ማናጅመንት፣ ኢኮኞሚክስ ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ሶሻል ሳይንስ/ ብዘይ ቋንቋ ምሩቋት/፣ ኣመራርሓ ንሰናይ ምም/ርን ፌዴራሊዝም፣ ሕጊ

ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ

1ይ ዲግሪ 5 ዓመት


 


 

 

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት ካብ 17/10/2006 ክሳብ 23/10/2006 ዓ/ም

መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 34

ኣድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒን ክትቅርቡ ኣለኩም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30

ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእኸላይ ውፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮይኑ ናይ ክልተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ክተቅርቡ እትክሉ

ፅሬት ማህደር ድጋፍ ደብዳቤ ክትቅርቡ እትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0348402065