ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ስራሕ መካየዲ ጣብያ ሃረያ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሰነ 20, 2006 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሰነ 25, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 2ከ12-2-27 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪሰ ንጣብያታት ስራሕ መካየዲ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለው ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብናይ ደገ ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።
ተደላይ ክእለት ማናጅመንት፣ ኢኮኞሚክስ ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ሶሻል ሳይንስ/ ብዘይ ቋንቋ ምሩቋት/፣ ኣመራርሓ ንሰናይ ምም/ርን ፌዴራሊዝም፣ ሕጊ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 17/10/2006 ክሳብ 23/10/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 34 ኣድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒን ክትቅርቡ ኣለኩም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእኸላይ ውፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮይኑ ናይ ክልተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ክተቅርቡ እትክሉ ፅሬት ማህደር ድጋፍ ደብዳቤ ክትቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0348402065 |