የትግራይ ሞያ ብቃት መረጋገጫ ኤጀንሲ

መግለጫ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

 

ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን

ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ


ተደላይ ኽእልት

ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ

ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ

ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ

ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

ምዘና መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈት

 

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዘገቢ ቦታ

ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ

ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ

ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር