ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስን |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሰነ 4, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 36-7-2 ፅሂ-8 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ
ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ምዘና መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈት
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዘገቢ ቦታ ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር |