ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪንኃ/የተ/የግ/ማ

መግለጫ

ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ብማናጅመንት

ተፈላጊ ችሎታ

ዲግሪ ብማናጅመንት

ስራ ልምድ

4ተ ዓመት ካብዚ 2ተ ዓመት ብተመሳሳሊ 2ተዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ

How to apply

ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 29 /02 /2009 ዓም ክብ 03/ 03/ 2009 ዓም ክትምዝገቡ ትክእሉ