| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጀነራል ሰርቪስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ሕዳር 3, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| ስራ ልምድ | 4ተ ዓመት ካብዚ 2ተ ዓመት ብተመሳሳሊ 2ተዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ |
| How to apply | ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 29 /02 /2009 ዓም ክብ 03/ 03/ 2009 ዓም ክትምዝገቡ ትክእሉ |