የትግራይ ወጣቶችና እስፖርት ቢሮ

መግለጫ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ ሰራሕተኛ ምቁፃር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

አካዉንቲንግ ,ፋይናንሻል ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ(ኣብ ሒሳብ ሞያ ዝሰረሐ)

ተፈላጊ ችሎታ

ናይ ኮምፒተር ክእለት አካዉንቲነግ ሶፍትዌር(ፒችትሪ)

ስራ ልምድ

ኣግባብ ዘለዎ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብተወሳኪ ኣብ ፋይናንስ ብአመራርሓ ዝሰረሐ ይምረፅ

How to apply

መሃያ 5775 ተወሳኪ ጥቀማ ጥቅሚ ናይ ገዛ ክራይን ታክስን

መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቁፅሪ 6ተ

ምዝገባ ካብ ጥቅምቲ 08 -18/ 02/ 2009 8ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ

ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ኮፒ ተቅርቡ

አድራሻ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት 0914003570

Â