| ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ ሰራሕተኛ ምቁፃር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ,ፋይናንሻል ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ(ኣብ ሒሳብ ሞያ ዝሰረሐ) |
| ተፈላጊ ችሎታ | ናይ ኮምፒተር ክእለት አካዉንቲነግ ሶፍትዌር(ፒችትሪ) |
| ስራ ልምድ | ኣግባብ ዘለዎ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብተወሳኪ ኣብ ፋይናንስ ብአመራርሓ ዝሰረሐ ይምረፅ |
| How to apply | መሃያ 5775 ተወሳኪ ጥቀማ ጥቅሚ ናይ ገዛ ክራይን ታክስን መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቁፅሪ 6ተ ምዝገባ ካብ ጥቅምቲ 08 -18/ 02/ 2009 8ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ኮፒ ተቅርቡ አድራሻ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት 0914003570 Â |